skip to content

ብሓባር ሂወት ከነድሕን ንኽእል ኢና!

ሓደ ሰብ እንተድኣ…

ዉኖ ኣጥፊኡ ድዩ? ንቡር ትንፋስ የብሉን ድዩ?

ክትሕግዝ ጀምር! ካሊኢታት ወሰንቲ እየን። ከመይ ጌርካ ሂወት

ተድሕን ምምሃር ኣብ ኩልና እዩ ዝሙርኮስ እዚ ድማ ኣብ፡

3 ቀለልቲ ስጉምትታት እዩ ዝግበር፡

1: ደውሉ

立即致电Triple
Zero (000)。ሕጂ ናብ ሰለስተ

ዜሮ ደውሉ (000)።

ተቐባል ተለፎን ድማ

ብዛዕባ ሲፒኣርን

ኣጠቓቕማ ማሽን/

defibrillator (AED)

ኩሉ ከዛርበኩም እዩ።

2: ድፋእ

ኣብ ልዕሊ ኣፍልቢ ኣብ

ሞንጎ ኣጥባት ድፍኡ።

ኣጸቢቕኩም

ድፍኡ።

ቀቀልጢፍኩም

ድማ ድፍኡ።

3: ሾክ

ኣሎ እንተኾይኑ

ማሽን

defibrillator

(AED) ወልዕዋ

ኢኹም ከምኡ

ድማ ነቶም

መምርሕታት

ተኸተሉ.

Downloads